👉ነስተውዕል
ኣገደስቲ ነጥብታት ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ COVID-19
=======================
1. ብኣፍንጫ ዘበብ እንተልዩ እቲ ልሙድ ሰዓል እዩ።
2. ኮሮናቫይረስ ደረቕ ሰዓል ኮይኑ ዘበብ የብሉን።
3. ኮሮናቫይረስ ሙቐት ኣይፃወርን.. ኣብ 26/27 ዲግሪ መዋቲ እዩ። ፀሓይ ድማ ይፀልእ።
4. ኮሮናቫይረስ ዘለዎ ሰብ እንተስዒሉ.. እቲ ቫይረስ ኣብ ከባቢ 1 ሜትሮ ፀኒሑ ይወድቕ። ብድሕሪኡ ብኣየር ኣይመሓላለፍን።
5. ዝወደቐሉ ቦታ ሓፂን እንተኾይኑ እንተንኣሰ 12 ሰዓት ብሂወት ክፀንሕ ይኽእል። ስለዚ ምስ ዝኾነ ሓፂን ምንኽኻእ እንተልዩ ክንድዝተኽኣለ ቀልጢፍካ ብፀረ ባክቴሪያ ሳሙና ኢድካ ምሕፃብ።
6. ኣብ ጨርቀ መርቂ ቦታ እንተወዲቑ ካብ 6-12 ሰዓት ብሂወት ይፀንሕ። ብዝተለመደ ጨርቂ መሕፀቢ ሳሙና ድማ መዋቲ እዩ።
7. ዝህም ዝበለ ማይ ምስታይ ንኹሉ ዓይነት ቫይረስ ጠቓሚ እዩ። ኣዐርዩ ዝዘሓለ ብፍላይ በረድ ዝሓዘ ዘይምስታይ።
8. ኣዘዉቲርካ ኢድካ ምሕፃብ። እቲ ቫይረስ ኣብ ኢድ ሰብ ካብ 5-10 ደቒቕ እዩ ብሂወት ዝፀንሕ። ኣብዚ ግዘ እዚ ግን ኢድ ምስ ዓይኒ፣ ኣፍንጫ፣ ኣፍ ስለዝነኻኻእ ብዙሕ ነገር ክፍጠር ይኽእል'ዩ።
9. ኣፍካን ጎሮሮኻን ምፅራይ ሓደ መከላኸሊ ሜላ እዩ። ዝሁም ማይ ብጨዉ ምጥቃም እኹል እዩ።
10. እኹል ማይ ምስታይ
ቀንዲ ምልክታት
===========
1. ንቐደም ጎሮሮ እዩ ዘጥቅዕ። ስለዚ ቃንዛ ወይ ሕርኽርኽ ዝብል ስምዒት ኣብ ጎሮሮ ይህሉ.. ሳዓል ይፈጥር። እዚ ን3/4 መዓልቲ ይፀንሕ።
2. እቲ ቫይረስ ምስ ናይ ኣካላት ኣፍንጫ ፈሳሲ ተሓዊሱ ናብ ትራክያ ይኣቱ ካብኡ ኣብ ሳንባ ይበፅሕ ኒሞንያ ይፈጥር። እዚ ተወሳኺ 5/6 መዓልቲ ይወስደሉ።
3. ኒሞንያ ምስተኸሰተ ሓያል ረስኒ ይፍጠር፣ ኣየር ይሓፅር ፀገም ምስትንፋስ ይፍጠር።
#ናብ ኹሉ ነባጽሓዮ
👉 ንተወሰክቲ ሓበሬታታት join ይግበሩ
@corona_virusupdate@corona_virusupdate